ብምኽንያት መበል17 ዓመት ማዓልቲ ነጻነት

 

ብኣባላት ፖለቲካዉያን ዉድባት ሲቪካዉያን ማሕበራት   ጉዱሳት ዉልቀሰባት ኤርትራያንን ኣብ ከተማ ስቱትጋርድ ከባቢኡን ሃገረ ጀርመን ንርከብ፣ ንዕለት 17.05.2008 ብሓባር ንምብዓል መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፣ ኣብ’ዚ ታሪኻዉን ክቡሩን ዝኾነ ባዓል ኩሉ ኤርትራዊ ዘጋን ጽቡቕ ድልየት ኤርትራን ህዝባን ዘለዎን ናይ ካልእ ሃገራት ዘጋን፣ ብሓባር ንምብዓል ብኽብሪ ንዕድም ፣

 

  መደባት፣

1)   መግለጺ ብዛዕባ ማዓልቲ ነጻነት

2)   ባህላዊ ጸወታ ሙዚቃ፣

3)   ድራማ፣ ከምእዉን ግጥምታት ንማዓልቲ ነጽነት ዘንጸባርቕ

4)   ከምትልሙድ መግብን መስተን

 

ዋጋ ምእተዊ  7.00 ኤዉሮ

ጊዜ ካብ ሳዓት 14፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 23፡00 ምሸት

 

ቦታ፤

 Möhringer Str 56

 Altes Feuerwehr Haus Stuttgart

 

ናይ ቦታ ሓበረታ፣ ካብ  ሆብት ባንሆፍ፣ ብኡባን ቁ.1 ቁ.14

                ብኣዉቶቡስ ከአ ቁ. 42 ንሄስላኽ ገጸን ዝኸዳ

                ትወስዱ ኣብ Shreiberstr መዕረፊ ትወርዱ

 

      ምስ ሰናይ ትምኒት

ብድሓን ምጹ ኣዋሃዲት ሽማግለ