ሓበሬታ
ህዝባዊ ጻውዒት፡ ንኤርትራውያን
ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪክ
ማሕበራትን ተቓወምቲ ውልቀ
ሰባትን ኣብ
ከተማ ከለንን
ከባቢኣን ጀርመን
ብውልቀ ምልካዊ
ስርዓት ኣብ
ልዕሊ ህዝብናን
ኣባናን ዝፍጸም
ዘሎ ምግሃስ
ሰብኣዊ መሰል
መዓቀኒ ዘይብሉ
እንዳኸፍአ ይኸይድ ኣሎ።
ነዚ በደል
እዚ መወዳእታ
ክንገብረሉ እንተኰንና ግን ትቓዋሚ
ኣካል ሕብረተሰብና
ኣብቲ ንኩልና
ዝጥርንፈናን ዝምልከተናን ሓባራዊ ነጥቢ፡
ማለት ህዝብናን
ንባዕልናን ንምድሓን፡ ተመርኩስና ብሓባር ክንሰርሕን
ክንቃወምን፡ ከምኡውን ደረኽትን
ኣሓየልትን ትቓወምቲ ደሞክራስያዊ
ውድባትና ንክንከውን ፡ ብሓባር እንመያየጠሉ
ግዜን መድረኽን
ዝኣኸለ ኰይኑ
ይረኣየና።
በዚ ኣብ
ላዕሊ ዝተጠቕሰ
ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ
ዝስዕብ ቦታን
ግዜን ናይ
ህዝቢ ኣኼባ
መደብ ከም
ዘሎ
ጻውዒት ነመሓላልፍ።
ቦታ፡ Ev.Gemeindehaus,
Eythstr. 7 51103 Köln- Kalk
ዕለት፡ ቀዳም
19. 04. 08
ሰዓት፡ 15፡00 ድሕሪ ቀትሪ
Abfahrtsbeschreibung: Ab Neumarkt und ab Bahnhof Köln-Deutz mit der U-Bahn Linie 1 (Richtung Bensberg) oder
9 (Richtung Königsforst) bis zur Haltestelle Kalk-Kapelle (Kalker-Hauptstrasse).
Bezirksrathaus vorbei,nächste
Strasse links( vor dem Haus ist eine Bushaltestelle).
መደብ ኣኼባ
ብድሓን ምጹ/ጻ
ግዝያዊት ኣካያዲት
ሽማግለ ፡
ተቓወምቲ ውድባት
ስቪክ ማሕበራት
ትቓወምቲ ውልቀሰባት