መጸዋዕታ

 

           ናብ ኩሉኩም ኤሪትራዉያን ተቀማጦ ኢንዲያናፖሊስ ከባቢአን

           አንጸር ስርዓት ህግደፍ ንለዉጢ ዝአምን

 

 

 

 

አቀዲምና ዕዙዝ ሰላምታና ነቅርብ

ብምቅጻል ዝከበርኩም ኤሪትራዉያን ተቀማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ሎሚ ህዝብናን ሃገርናን ብሰንኪ ዲክታቶራዊ ስርዓት ህግደፍ ዘሕልፎ ዘሎ ሽግርን, መከራን, አደራዕን ንምምያጥ ንዝመጽእ ዘሎ መጋቢት ቀዳም ዕለት 22/2008 ብአባላት ዉድባት ኪዳን አኼባ ክኻየድ ስለ ዝኮነ አብዚ ታሪካዊ መዓልቲ ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤሪትራዊ ንክሳተፍ ብክብሪ ንዕድም።

 

 

ቦታ- አብ--- Comfort In and Suites

           9090 Weseyan Rd

                          Indianapolis, IN.

         

ካብ ሳዓት 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሳዓት 6፡00 አኬባ ክካየድ እዩ።

            

                 ብዳሓን  ሙጹ፡

 

       አባላት ተቃወምቲ ዉድባት ኪዳን

         ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን