Initiative Eritreischer
Frauenverein in Deutschland e.V
ዕድመ
17.02.2008
8
መጋቢት ኣህጉራዊ
መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡
ንዝኽሪ ምእንቲ
መሰልን ማዕርነትን
ጭቑናት ደቂ-ኣንስትዮ
ምርግጋጽ ኣብ ዝተኻያደ
ቃልሲ ዝተከፍለ
መስዋእትን ሕሰምን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን
ሓባራዊ ዕብየትን
ንምርግጋጽ ዝቃለሱ ብምምሕዛው
ከቢራ እትውዕል
ታሪኻዊት መዓልቲ ኢያ።
ነዛ ታሪኻዊ
ዕለት እዚኣ ሎሚ ዓመትውን ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ንዕለት 8 መጋቢት 2008 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ከብዕላ ኣብ ምድላው ስለዘሎ ኩልኹም/ኩልኽን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ሓቢርኩም/ሓቢርክን ምሳና ንኸተብዕልዎ/ንኸተብዕልኦ ብኽብሪ ንዕድም።
ቦታ በዓል፡
FRANKFURT am MAIN WEST
KASSELER STR.7
በዓል ዝጅመረሉ ሰዓት፡ ልክዕ ሰዓት 18፡30
ብድሐን ምጹ
ተበግሶ ማሕበር
ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ
ጀርመን